https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9939
መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስሩዕ መንግስታዊ በጀትን ዉሽጣዊ ኣታዊ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደሊ ተጫረቲ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:ማይ ፀብሪ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ

2 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3  ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ

4 መኸበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ንዝተረፉ ካልኦት 4000 ቅርሺ ብስፒኦ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መራገፍን ናብ ወረዳ ፀለምቲ መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ  መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 01/05/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብቲ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ 40 መዓልቲ ይከዉን

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ03 46 62 02 89 /09 14 78 27 45