https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9920
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 1ይ ወያነ ክ/ከ/ከተማ ቤት ማዛጋጃ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉ ዕንጨይቲ ክሸይጥ ስለዝድለየ ኣብቲ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ሕጋዉያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ደኣንት ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ደቀቕትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ካብ ቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንድስትሪን ዝተወሃቦም ዓመት ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል ደረጃ

2 ግልፅ ሰርተፊኬትን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 17/ ምልክታ ካብ 15/04/2012 ጀሚሩ ክሳብ 21/04/2012 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 30 ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ መኸበሪ 2000.00 ብር

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀዉሉ ዕለት 21/04/2012 ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 22/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈት ነቲጨረታ ብክፋል ይኵን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካኑኩም ንሕብር

8 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባቢ ጀቡሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 40 51 23 / 09 37 02 35 98 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል