https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9897
ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2012ዓ/ም ባጀት ዝዕደጉ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 04:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣

2 ቫት ተመዝጋቢ፣

3 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ፣

4 ብመምርሒ መሰረት 2% ዝኸፍል፤

5 ካብ ዕለት 13/04/2011ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኸዉን

6 ዕለት 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 14 00 37 42