https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/988
ማሕበር ባህሊ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ዓይነት ቐዋሚ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንምሻጥ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

 

ተቑ

ዝርዝር ዓይነት ኣቕሓ

መለክዒ

በዝሒ

መብረሂ  ስፔስፊኬሽን

1

ፕሬዚደንሻል ጠረጴዛ

ቁፅሪ

1

Presidential table size 300*110*76 cm( L*W*H) MOD:PT-30

2

ፕሬዚደንሻል ወንበር

ቁፅሪ

1

Presidential HB laser chair MOD:PCH-01

3

ፕሬዚደንሻል ሸልፍ

ቁፅሪ

2

Presidential shelf MOD:PS-90

4

ላፕቶፕ ኮምፒዩተር ባትሪ

ቁፅሪ

1

Toshiba batteries original

5

ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ 500 GB

ቁፅሪ

1

original

6

16 GB ፍሌሽ ሜሞሪ

ቁፅሪ

2

original

7

8 GB ፍሌሽ ሜሞሪ

ቁፅሪ

2

original

8

 

 

 

 

 

መተሓሳሰቢ

1 ንዝምልከተኩም ንብረት ጥራሕ መሪፅኩም ዋጋ ክተቕርቡ ነዘካክር

2 ተጫረቲ ንግዲ ፍቓዶምን TIN ቁፅሮምን ፎቶ ኮፒ አተሓሒዞም ይቕርቡ

3 ትሸጥሉ ዋጋ ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 29/03/2008  ክሳብ ዕለት 08/04/08 ሰዓት 11:00 ጥራሕ አብ ናይ ማሕበር ባህሊ ትግራይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ንዕድም

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ዓርቢ 11/04/2008 ሰዓት 3:30

5 ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምዃኑ ክግለፅ አለዎ

6 እቲ ቲሸርት አብ 2ተ መዓለቲ ከቅርብ ዉዕሊ ዝአስር /ዝስማዕማዕ/

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ዘይግደድ ምዃኑ ንገልፅ

አድራሻና ባዛር ፊት ንፊት መነን ሆቴል