https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9872
ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዥን ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ካብዚ ቀፂሎም ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ኣጎልግሎትን ማለት እዉን ፣ ስራሕቲ ሓለዋ ፣ ስራሕቲ ፅሬት ፣ ክራይ መኪና /ኮብራ ፣ ላንድ ክሮዘር / ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ ተምሃሮ ዴስክ ፣ ስራሕቲ ሓፂነ መፂንን ፣ ዕንፀይትን ፣ ከምኡዉን ንስራሕቲ መጓዓዝያ ካብ ከተማ ኣ.ኣ ናብ መቐለ ኤፍኤስኣር ካብ መቐለ ድማ ናብዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ሳሓርቲ ሳምረ ኣላማጣ ዉቅሮ ኣይሱዙ ፣ ሰለክለካ እንዳ ባጉናን እንደርታን ኣይሱዙ ዝተዓሸገ ማይ በዓል 2ተ ሊትሮ ፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑታት ንመጓዓዓዚ ኣይሱዙ ንትግራይ ኤፍኤስኣር ን ኣዲስ ኣበባ ዘለዎም ተጫረቲ ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ንነዊሕ ግዜ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ስራሕቲ ሓለዋ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብ 13/04/2012ዓ/ም ክሳብ 23/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዓዲ ሓዉሲ መወዳእታ ታክሲ ፍት ንፊት ዩኒሴፍ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቀርብኩም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምዕዳግ  ክትሳተፉ ይዕድም

2 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት ተጨረቲ ብዘይ ምህላዎም ጨረታ ካብ ምክፋት ዘታኣጋግሎ የለን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 45 45/09 35 27 73 97