https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9840
ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ ግቢ ዘስርሐ ዘሎ ህንፃ መዕፆን መስኮትን ኣድላይ ማተርያል አቕርቡ በቲ ዝወፀ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ሰርሑ ገጠሙ ዘረክብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

1 ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ከማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት ፣ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈሉ ምኻኖም ዘረጋግፅ ካብ በዓል መዚ እቶት ዝተወሃበ ምስክር ወረቐት ክሊራንስ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊነት ግብሪ ቲን ናምበር ናይ ተወሳኪ እሴት ግብሪ /ቫት/ ምዝገባ ምስክር ወረቐት

2 ናይ ጨረታ ተሳተፍቲ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/04/2012 ጀሚሩ ክሳብ ጨረታ መኽፈቲ 21/04/2012 ዓ/ም ኩል ግዜ ብስራሕ ሰዓት

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፋይናንሻል ሰነዶም ብስምዒ በዘተዓሸገ ክሳብ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዝተዓፀየሉ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ዉሕሰና 5000 ብር ብባንኪ ዝተመስከረሉ ስፒኦ ኣተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ኮነ ሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስቁ 03442 410547/ 0914733207