https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9823
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኤሌክትሪክ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ፅገና መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ቢሮ ቁፅሪ 136 ካብ 10/04/2012ዓ/ም ክሳብ 01/05/2012 ሰዓት 11፡00 እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

2 ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ብኣካል ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 48 10 35 /03 /44 48 00 11