https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9817
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ከተማ የጭላ ካብ 2012 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠምን ፣ ቆፀርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ተጫረቲ ልዕሊ 100,000 ኣብ ዝወግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ

2 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /VAT/ተመዝገቡ ክኾኑ አለዎም :: ወርሓዊ ቫት ዴክለሬሽን ከቅርቡ አለዎም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም በቲ መሰመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዘተቃለሐሉ ዕለት 06/04/2012 ዓም ክሳብ 21/04/2012 ዓ/ም ዘይምለስ 50 /ሓምሳ ቅርሺ/ ዋጋ ናይ ደኩመንት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ካብ ዘተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ እትኮኑ ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ጨረታ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን

7 መክበሪ ጨረታ 5000 ናይ መክበሪ ዉዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ምስ ኣትሓዙን ወዕሊ ምስ ኣሰሩን ይልቐቀሎም

8 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተዓሺጉ ዝቐረብ ኮይኑ እቲ ዝምለአ ዋጋ ብናይቱ ድርጅት ለዕለወይ ሓላፈ ተፈሪሙ ማህተምን ፊርማን ምስ ምሉእ አድረሻ የቅረብ

9 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 21/04/2012 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ኣብ ቤት ዕት ግልጋለት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ይክፈት

10 ኣብዚ ጨረታ ዘከራክር ነገር እንትፍጠር ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

0344220221 ወይ 0914506980