https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9786
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ካብ ዕለት 06/04/2012ክሳብ 08/04/2012 ፕሮፎርማ እናመልእኩም ክተምፅኡ ትክእሉ

ተ.ቁ

በዝሒ

ፓርቲ ናምበር

1

ብሬክ ሹ

01

2

ብሬክ ፓድ

01

3

ኢነር ቤሪንግ

04

4

ኣወተር ቤሪንግ

04

5

ሎክ ወሸር

02

6

ክለዉ ወሸር

02

7

ብሬክ ፓስተር

01

8

ኤየር ክሊነር

01