https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9769
ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቲን ናምበር ዘዉፃእኩም

2ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/04/2012 ዓ/ም

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408029 ምድዋል ይከኣል።