https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9740
ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኬዝ ቲም ምንቅናቅ ህዝብን ከባብያዊ ልምዓትን ክ/ከ/ሓድነት ካብ ዕለት 01/11/2010 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/03/2012 ኣብ ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ክግበር ስለ ዝደለየ ኣብ ትሐቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ንቤት ዕዪና ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሓደ ወይ ክልተ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም  ናይ 2012ዓ/ም ወረቀት ምስክር ብቅዓትን ሞያን ዝተሓደሰ ንግዲ ምዝገባ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ንዝኮነ ፣ መፍለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ፣

3 ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 201 ካብ 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 14/04/2012  ዘይምለስ 100.00 ቀርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

4 ሰንዱቅ ጨረታ ክሳብ 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 41 90 18 /03 44 41 90 24 በምድዋል ምርካብ ይካኣል