https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9725
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ጣንቓ ኣበርገ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ቲን ናምበር ፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ፣ቫት ተመዝገብቲ ንዝኾኑ ብመምርሒ መሰረት ቫት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

2 ናይ ሕድሕድ ዶክሜንት ኦርጂናልን ኮፒን ብዝተፈላለዩ ፖስታታት ተዓሺጉ ከቅርብ ዝኸእል፤

3 አዚይ ናይ ዋጋ ዝርዝር 01/04/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/04/2012 ዝፀንሕ ኮይኑ  ሰዓት 4፡30ተዓፅዩ 5፡00 ይክፈት

ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344-220126/0069 ወይ ብኣካል ምሕታት ይከኣል።