https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9724
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

2 ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪ ፣ መቅረባይነት መረዳአታ ምሰቲ ፕሮፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡