https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9716
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ል one-stop center ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላባራቶሪ ሕክምና ንብረት 1 centrifuge 2 electrolyte analayzer ብዉሱን ጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/

1 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት መታወቅያ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን መረዳእታ ቫት ተመዝጋባይ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ

2 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ሕዳር 24/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ቤት ዕዮ ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዝመረፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሓ 20 ሚኢታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

8 ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኮዉን ኣለዎ