https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9706
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ን ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተጫረቲ  ዝተሓደሰ ናይ 20121ዓ/ም፣ ብንግዲ ዘርፊ ኤሌክተሮኒክስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ፣ መቅረባይነትን ሰርተፊኬት ፣ ቲን ናምበር

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 07/04/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

4እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።