https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9704
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 03/04/2012ዓ/ም  ክተቅርቡ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00ተዓፅዩ ሰዓት 9፡30  ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-403254 ምድዋል ይከኣል፡