https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9692
ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ሰለስተ 03 ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ካብ 12-15 መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት መፅናዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/03/2012ክሳብ 01/04/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 01/04/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት