https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9687
ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ዳህሰሳ ከካይድ ስለዝደለየ 5ን ልዕሊኡን ሰብ ዝሕዛ ደረጀአን ዝሓለዋ ዘለወን ናይ ፊልድ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ 29/03/2012ዓ/ም ክሳብ 01/04/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ሰነድ መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጄንሲ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 01/04/2012 ድ/ሰዓት 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54