https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9676
ሓዉዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካልና ሓፂር ስልጠና ዘገልግሉ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 10:15 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/03/2012 ሰዓት 10 ተዓፅዩ ዕለት 30/03/2012ልክዕ ሰዓት 10፡15 ኮሚቴ ጨረታ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ከምኡዉን ቲን ናምበር መቕረባይነት ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክተተሓሕዙ ይግባእ

4 ኣብ ትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

ተ.ቁ

 ናይ ኣቅሑት ዝርዝር

 መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

Square pipe

50*600*4mm

ቁፅሪ

15

2

Square pipe

40*600*3mm

ቁፅሪ

10

3

Square pipe

30*600*3mm

ቁፅሪ

10

4

Square pipe

25*600*2mm

ቁፅሪ

10

5

Square pipe

25*600*3mm

ቁፅሪ

10

6

ኤለክትሮድ

2.5mm 1ይ ደረጃ

ፓኬት

15