https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9666
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጋዕዝ ይደሊ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ተወዳደርቲ  ብዝኮነ ዓይነት መኪና ናይ ደረቅ መዓዓዝያ ከጋዕዝ ዝክእል በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ሊብረ ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም እስካብ 02/04/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ መኸበሪ ብር 5000 ከትሕዝ ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03