https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9648
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ እንጀራን ፣ ዳቦን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ

3 መረጋገፂ ብቅዓት ፣ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

5 ሰዓረይ ብናይ ባዕሉኩም መጋዓዝያ ተቅርቡ

6 ተጫረቲ 50 ብር ብምክፋል ቢሮ ቁፅሪ 163 ካብ 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

7 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብስፒኦ ዘትሕሱን 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉን

8 እቲ ጨረታ 17/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ይክፈት

9 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 10 35 / 03 44 48 00 11