https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9640
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈቱ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መሳርሒ ኣናእሽተይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ፣

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን

3 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር

4 ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ 23/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 06/04/2012ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዓዲግራት ቢሮ ቁፅሪ 9 ሙሉእ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

5 እቲ ጨረታ ዕለት 07/04/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ጨረታ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 20 18 /09 14 12 28 64