https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9619
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፎቶ ኮፒ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይንትን ቲን ናምበርን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ መስ ዝቀርበ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 23/03/2012 ዓ/ም ክሳብ 26/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ ዝቕረበ ፕሮፎርማ ዕለት 26/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ዝኽፈት ምካኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦጅናል ክኸዉን ኣለዎ

3 እቲ ዝቐረበ ኣቅሓ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ክቅርብ ኣለዎ

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልትታት ጥራሕ ይከዉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ደ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘዉፆኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ዝምዉሳክ ከምኡ ዉን ብሙሉእ ወይ ብክፋል አቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 4064 51 ምሕታት ይካኣል