https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9580
ዓይጋ ንግድን ኢንድስትርን ሓ/ዝ/ዉ/ሓ ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ኣብ ዉቕሮ 2ተ ኣዉላዕሎ ፍሉይ ቦታ ጣብያ በለሳ ዝርከብ ኣብ ምፍራይ ዉፅኢት እምነበረድ ዝነጥፍ ዉልቀ ትካል እንትኸዉን ትሕት ክብል ዝተገለፁ ኣቅሑት ማለት እዉን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ባትሪታት ቁርፅራፅ ብረታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ በራሚልን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ ምዝገባ ሰርትፊኬት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈለ

4 ካብ ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከልዕል ዝኽእል

5 ጨረታ ዕለት 24/03/2012 ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ 25/03/2012 ሰዓት 3፡00 ይክፈት

6 ድርጅቱ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 30 46 77 01