https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9548
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲርና ክንሸይጥ ስለዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 09:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ተወዳደርቲ በቲ ዝወፀ ዝርዝር መሰረት ዝምልከቶኩም ዘርፊ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ መቕረባይነት

3ሰርትፊኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይከፈት

5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ  3000.00 ከትሕዝ ዝክእል

6 ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል