https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9525
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና ስፔር ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣክሰሰሪ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 06:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2011ዓ/ም በበዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኮይኑ ኮፒ ገሩ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ

3 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 17/03/2012ዓ/ም ክሳብ 19/03/2012

4 እቲ ጨረታ ዕለት 22/03/2012ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 73 02 11