https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9506
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 አሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር፣ ንመጋረጃ ዝዉዕል ጨርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩምን

3 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋበይነት ናይ  ወርሒ  ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ናይ ቫት ዲክሊሬሽን

5 ተጫረቲ  ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ካብ 17/03/2012ዓ/ም ክሳብ 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ  ዋጋ መሊኢኩም ከተእትዉ ይግባእ

6 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሑ ትክእሉ

7 እቲ ዳይሬክተሬት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 52