https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9498
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገናዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከፀግን ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲ ጉዶም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 11:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

2እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ክሳብ 18/03/2012ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።