https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9467
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንመበል 14 ጊዜ ብደረጃ ሃገር ንዝበዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብቲ በዓል ተሳተፍቲ መጓዓዝያ ዝኸዉን 60 ሰብ ትሕዝ 1 ኣዉቶብስ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 ካላዉዶ ዝገበረት

3 እንሹር ዝኾነት

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 15/03/2012 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/03/2012 ዓም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177