https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9430
ፖሊስ ኮሌጅ ክልል ትግራይ ዝዉዕል ናይ ምግቢ ኣስቤዛ ብፕሮፎርመ ክትገዝእ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 09:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ ምዝገባ ሰርትፊኬት

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ክሳብ 17/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ቀትሪ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 76 98 53