https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9424
ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2012ዓ/ም ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ፣ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩም

2 ናይ መቅረባይነት መለለይ ዝተሓደሰን ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቲን

3 ምልክታ ጨረታ 10/03/2012ዓ/ም - ሕዳር 16/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 02 40