https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9411
ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪና ዝርከቡ ዝተፋላለዩ ቁርፅራፅ ሓፂንን ዝተፈላለዩ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እቲ ጨረታ ካብ 10/03/2012ዓ/ም ክሳብ 24/03/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኩም ብምርኣይ ዋጋ እትጫረቱሉ ፖስታ ዓሺኩም ን ዕለት 27/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ምቅራብ ትክእሉ

2 እቲ ዝሰዓርዎ ንብረት አዛብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ከልዕል ዝክእል

3 መኸበሪ ጨረታ 15000.00 ቅርሺ ዘትሕዙ

4 እቲ ጨረታ 27/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 40 45 92