https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9406
104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎ ዝዉዕል አቀሑት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሓ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ እዚ ዘመን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ ናይ ኣቅራብነት ምዝገባ ሰርትፊኬት እና ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ጠቅላላ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ብምምላእ ብዝግባእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናል ና ኮፒ ናብ 104.4 ከእትዉ ይግባእ

3 እቲ ሰነድ ካብ 11/03/2012ዓ/ም እስካብ 15/03/2012ኣብ ዘሎ 5 መዓልትታት ዘይምለስ 30 ብር ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

 4 እቲ ጨረታ 15/03/2012 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ  ዕለት ሰዓት 9፡30 ይኽፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 60 29