https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9404
ኣጎልግሎት ደም ባንኪ መቐለ ነቲ ቢሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይንን ፣ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ 

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መስከረም 2012 ሒሳብ ዝገበሩሉ መረዳእታ

4 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ዘቅርቡ

5 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብመልክዕ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንፖሎፕ ሓደ ዋናን ቅዳሕን ምእታዉ ትክእሉ

8 እቲ ጨረታ 25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

9 ሰነድ ጨረታ ዋጋ እንትመልኡ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክኮዉን ይግባእ

10 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርብ

11 ሰዓራይ ነቲ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልትታ ከቅርብ ዝክእል

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22