https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9385
ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሹም ዝኮነ ናይ ሕትመት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን  ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ምቅራብ ይካኣል

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ቤት ማዛጋጃ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37