https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9384
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለሰ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ መኪና ኣቅሑት : ናይ ህንፃ/ ቡንባ/ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 10:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዝቐመጦ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂእኩም ብዝተዓሸገ ኢቭሎፕ ካብ ዕለት 9/3/2012 ክሳብ 11/3/2012 ዓም ሰዓት 10:15 ኣብ ዘሎ ናብ ኣካዳሚ ኣመራርሐ መለሰ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 11/3/2012 ዓም ድሐሪ ሰዓት 10:15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10:30 ኣብ አካዳሚና ቢሮ ቁፅሪ 0-06  10:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344401989