https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9375
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ገርሁ ስርናይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ 1መፋርቅ ዓመት ናይ ኣዳራሽ ወንበር፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዲክለር ዝገብርኩም

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

 5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ጨረታ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ማዓልቲ እቲ ንብረት ከተቅርቡ እትክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት  ምዉሳድ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ 

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 38 00 72