https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9373
ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 410 4ይ ደብሪ ህንፃ ዝርከብ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 22, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ኣብ ኤጄንሲና ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይኩእሉ

2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ መለለይ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዝተገበረሉ

3 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብስፒኦ ዘትሕዙ

4 እቲ ዝምላእ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክምላእ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 22/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምሳራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 40 29 65