https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9369
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ዉፂኢት ፣ ናይ መኪና ባትሪ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይዚ ዘመን ፍቓድ ንግዲ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዝሓዝኩም

3 ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንቢሮ ኮንስራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክተራት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 08/03/2012 ዓ/ም ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 አብ ዘሎ ግዘ

4 እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 52/ 03 42 40 65 94