https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9348
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ንዝተፈላዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 22, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012 ዝተሓደሰ ግብሪ 2011ዓ/ም ዝኸፈልኩም

2 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ናይ ወርሒ መስከረም ዲክለራስዮን ዝገበርኩም

5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

6 ጨረታ መኸበሪ 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽአል

7 ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ቀፅሪ 01 ምዉሳድ ይከኣል

8 ካብ ዕለት 05/03/2012 ጀመሩ ዝርዝር ዘርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምምላእ ቢሮ ቁፅሪ 01 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣቱ

9 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብ ናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ብምሽፋን ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ