https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9336
ተስፋ ሂወት ኤች ኣይ ቪ ፖዚቲቭ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንቤት ፅሕፈት እትጥቀመሎም ዝነበረት ዘገልገሉ ንብረታት ኣወዳዲራ ብጨረታ ትሸይጥ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም

2 ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝኽፈተሉ ካብ ዕለት 03/03/2012ዓ*/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 6፡30 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡30 እንትኸዉን ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ግን ድማ ተሳተፍቲ ተዘይ መፂኦም እቲ ጨረታ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ክወስድ ዝክእክ

6 ቤት ፅሕፈትነ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሳራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 17 /03 44 41 87 60