https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9331
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 09:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 09፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ

4 ፕሮፎርማ 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9:15 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል