https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9316
ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ናይ 2012ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንክልተ ዓመት ብተኸታታሊ ሒሳብ ምንቅስቃስ ስራሕ ዝተፈቀደልኩም ኪኢላ ኦዲት ንምግባር ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 08:32 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ዝታሃደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 03/03/2012ክሳብ 9/03/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 41 44 90 / 03 44 41 65 54 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል