https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9290
ዞባ ምዕ/ማእ/ቤት ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ሑመራ ኣብ 2012ዓ/ም ዘበን በጀት ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ መኪና መገየየፂ፣ ናይ ሳይክልን ጎማን ካላማደርያን ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቲን ናምበር መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ናይ መቅረባይ ኣቕሓ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 1/03/2012ዓ/ም ክሳብ 03/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 09 14 74 18 52  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡