https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9288
ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣክሰሰሪ ማሽነሪታት ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዎርክ ሾፕ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፤

2 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካርዲ መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ምስክር ወረቀት ከምኡዉን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012 ዓም ቫት ዲክላራሽን ሪፖርት ዝገበርኩም ምስዘይምለስ ቅዳሕን ዋናን ክተቅርቡ እትክእሉ፤

3 ተጫረቲ ኣብ ዝቀርብ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን ።ከምኡዉን ናይቲ ትካል ሽምን ፊርማን:ኣድራሻን:ክህሉ ኣለዎ ። እቲ ጨረታ ዝርከበሉ ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 12 ብምቅራብ ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ንምዕዳግ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኢኩም ክትወስዱ ንሕብር፡፡

4 እቲ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 2/03/2012 ዓ/ም ክሳብ 18/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ግዘ ብዝተዓሸገ ፖሰት ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ብምትሕሓዝ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ፤

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት እሱ 18/03/2012 ዓ /ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡15 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ዘይተረከበ ተጫራታይ ድማ ፖስታ ይክፈት ንዘቅርብዎ ሕቶ ግና ተቀባልነት ዘየብሉ ምካኑ ክፈልጥ ኣለዎ፡

7 መክበሪ ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ 5000.00 ቅርሺ  ፣ ህንፃ መሳርሒ 20000.00፣ ዎርክ ሾፕ ንብረታት 3000.00 ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ከትሕዙ ክክእል ኣለዎ፡፡

8ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-754682 ምድዋል ይከኣል እዩ፡፡