https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9262
ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ማይ ከተማ ነበለት ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም መገጣጠምታትን መቀያየርን መስመር ማይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ነበለት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉ

2 ግብሪ ከፈልቲ ቲን ቁፅሪን ዘለዎም

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

4 መኸበሪ ጨረታ  ብስፒኦ 10000.00 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ 8/03/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት     

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ስቁ 03 43 28 00 38