https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9257
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲ ጉዶም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 11:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተወዳደርቲ ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/03/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግበር

3 ዕለት 02/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 11፡30 ድማ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 37 05 92