https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9202
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ከተማ ፋፂ ኣቅሑ መገጣጠሚ ትቦታት ማይ፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ፋፂ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ተጫረትቲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ናምበር፣ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ ቫት ሰርቲፊኬት፣ ቫት ዝተመዝገብሉ ዲክለር ዝገበርሉ ትገናዘበ መረዳእታ ኮፒ ብምቅራብ ክትወዳደሩ ትክእሉ፤

2 መከበሪ ጨረታ 10000.00 ሽሕ ቅርሺ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ተጫረቲ ምሽናፎም ምስፈለጡ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ፤

4 ተጫረቲ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ዝርዝር ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 15/03/2012ዓ/ም ክሳብ 4:00 ሰዓት ክወስዱ ዝክእሉ ኮይኖም ጨረታ ዕለት 15/03/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘለውዎ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን፤

5 ተጫረቲ ዘእተውዎ ናይ ሓደን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ትካሎም ሽምን ፊርማን ዘለዎ ብዝትዓሸገ ፖስታ ከእትው ይግባእ፤

6 ኣብቲ ዝመልእዎ መረዳእታ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ በዓል ዋና ተዘይዓሪፍዎ ውድቂ ይከውን፤

7 ተጫረቲ ጨረታ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ቤት ፅሕፈት ማህተም ዝዓረፎ ዋና ተመሊኡ ዝቀረበ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ፤

8 ተጫረቲ ዘድሊ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ፈላለዮም ከቅርቡ ኣለዎም፤

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ከተማ ፋፂ ዘቅርቡ ምዃኖም

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

12 ኣድራሻና ወረዳ ግሎ መከዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ምምሕዳረን ንብረትን እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-340201/ 0914-522099 ምድዋል ይከኣል፤