https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9198
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ኢንድስትሪያል ኣቅሑ ፣ መሳርሒ ኣቅሑ ህንፃ፣ ኣቅሑት ብረታ ብረት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሮብ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቐት መቕረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ካልኦት ሰነዳት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ምዝጋባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን

4 እቲ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 02/03/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ  ከይድን ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ምዉሳድ ትክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ብ ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ምቅራብ ትክእሉ ን ኢንድስትሪያል ኣቅሑ 12000.00 ፣ መሳርሒ ኣቅሑ ህንፃ፣ ኣቅሑት ብረታ ብረት 1500፣ መሳርሒ ፅሕፈት ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ትሕጃ 10% ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 እቲ ጨረታ 02/03/2012ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - - 03 43 45 01 12