https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9181
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መለዋወጢ አቁሑ ማይን ፣መለዋወጢ ኤሌክትሪክን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ኮምፒተር ፣ላፕቶፕ ፣ፕሪንተር፣ ኤል ሲዲ ፕሮጀክተር ፣ ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረብቲ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ዝኮንኩም ንጨረታ ዝጠቅሙ ኩሉ ብምሓዝ ክትወዳደሩ ንዕድም

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50፡00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን  ክፍሊ ዕደጋ ብምዉሳድ ሰነድ ጨረታኩም ብፖስታ  ክሳብ 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30  ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

3 ጨረታ ሰዓት ዝዕፀወሉ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

4 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ቁ/ስ 03 44 46 00 62  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል